መሬት ጸሮና ኣይሽየጥን ዩ
362
people have signed this petition. Add your name now!
362
people have signed. Add your voice!
37%
Maxine K. signed
just now
Adam B. signed
just now
ህዝቢ ሎጎ ሳርዳ፣ ኣክራንን ኣርባዕተ በለሳን ምስ ጎረባብቱ ትግረዎት ብዶብ ተሳሓሒቡ ኣይፈልጥን። መሬቱን ዘይመሬቱን ኣንዳዕዲዑ ዝፈልጥ ህዝቢ ዩ። ሎሚ ናይ ባዕሉ መንግስቲ ኣብ ዝመስረተሉ ንወለዶታት ዝነበረሉ መሬት ትሓዲጉ ንኢትዮጵያ ክዋሃብ ዓገብ ዩ። ተወላዶ ጸሮና ድማ ፈጺሞም ኣይፍቅዱን ኢዮም።ወልድና ዘረከቡና መሬት ንደቅና ከነረክቦም እምበር ንጋኖት ኣሕሊፍና ኣይንህብን ኢና።
ክሉኩም ተወለድቲ ጸሮና፣ ፈተውቲ ጸሮና ከምኡ ውን ኣክበርቲ ልዕላውነት ኤርትራ ነዚ ጻዊዒት ተቀቢልኩም ክትፍርሙ ንምሕጸን።
Comment