Call to petition to all Eritreans and Friends of Eritrea
1,782 Comments
Y
Yemane Mesghenna
10 years ago
I support the call.
G
Ghebray Bekurezion
10 years ago
injuste ce que vous faites au peuple de l’Érythrée
N
nebih ahmed
10 years ago
stoplying about eritrea
hands off eritrea
Y
yosief yemane
10 years ago
I have been so several times in Eritrea,
since independence time up to now,
I can see the development of country on posetive way, I mean if you see medical care, education and infrastructure .
A
Anonymous
10 years ago
I´ve been in Eritrea plenty of times and I can tell you that what they´re saying about our country definitely isn´t true.
un human right rapporteur its all lie ane kem kulu seb kab hagerey wexe ezi malet gin ane mis hagreyn hizbeyn mengsteyin eye eritrea kemti zibehal zelo zeykonets nkulu hizba bizey afalalay ab hade asmira ab limatin hinset hager zela hager eya kisab meas nezi hizbi kitbdiliwo
S
sara gebri
10 years ago
Eritrea to Eritrea
A
Anonymous
10 years ago
ane mensey zibehal zelo gega zeibahlina ageb eritrea hagerey kibirti tekebal gasha iu zeikone zeielo mizirab hageb ageb inte bahlina awaldina kuburat geganu haben hager ien wetru awetna ab botuu iu
S
semere
10 years ago
UN stop the ill-conceived invalid way of collecting wrong data on eritrea.
I support the call.
injuste ce que vous faites au peuple de l’Érythrée
stoplying about eritrea hands off eritrea
I have been so several times in Eritrea, since independence time up to now, I can see the development of country on posetive way, I mean if you see medical care, education and infrastructure .
I´ve been in Eritrea plenty of times and I can tell you that what they´re saying about our country definitely isn´t true.
ንኮምሽን ሰብኣዊ መሰል መርማሪት ንጉዳይ ኤርትራ ዘሎኒ ተቋውሞ ዝከበርኩም ትከታተለቲ ብዛዕባ ንመጽናዕቲ ተቅርቡ ዘለኩም ኣባላት ብውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተመዘዝኩም እካላት መርመርቲ ሓሳብና ከትስምዑና አቲ ሓቂ ከንነግረኩም፣ ኣብ ዝሃለፈ ዓመታት ካብ 2009 ዓም ዝቀጸለ ብዛአባ ንህዝቢ ንኤርትራ ካብ መሰላቱ ዝገትአ መሰሉ ዝነጽግ ዝተፈላለየ ሓሳባት አንዳደርደርካ ከዝረብ ዝጸንሓ ጸለመታት ከካታተሎ ጸኒሐ። ኣነ ዕድመይ ካብ ዝኣከለሉ ግዜ ማለት 18 ዓመት ምስ የአከልኩ ብዛዕባ ዝነበረ ኩነታት መግዛአቲ ንምቕዋም ናብ ቃልሲ ኤርትራ ኣብቲ መሪር ግዜ ተሳቲፈ ፣ ዝመረረ ቃልሲ ኣንጻር ጭቆና ፣ ንመሰል ንህዝቢ ኤርትራ ንምርግጋጽ ጥምየት፣ዕርቃን፣ጽምኢ፣ስንክልና ብዓቢኡ ድማ ሂወት ንምክፋል ድልውነት ንምርግጋጽ ነቲ መሪር ዝመረረ ብምቕላስ ናጽነት ኢርትራ ክውን ኣብ ምግባር ከም ብጾተይ ግቡአይ ዝፈጸምኩ ተጋዳላይ አየ። ምቅዋም ንአገዳ ስለመንታይ አገዳ! መንከ ዝህሰ፣- አገዳ ዕላምኡ አንታይ ኢዩ ንህዝቢ ኤርትራ ራህዋ፣ቅሳነት ዘምጽአ ድዩ| ኣይኮነን ንመንግስቲ ግብኡ ስለዘይፈጸመ ፣ ግብኡ ንከዋጽአ ዝግበር ጸቕጢ ዘምጽአ ፍታሕ ድዩ ፣ ኣይኮነን አቲ ሕቶ ንህዝቢ ኣደዳ ሽግር ፣ ጥምየት ፣ ተወሳኪ ጸቕጢ ዝፈጥር ዕላምኡ ዝስሓተ ዘይግቡአ ዘይተጸንዕ ፣ ንህዝብን መንግስትን ዘቀሽሸ ነቲ ዝተጋደለን ፣ ዝተሰዉኡን ፣ ዝሰንከለን ጊና ኣብቲ ቅኑዕ መስመሩ ዝቕጽል ዘሎ ተጋዳላይ ፣ እሰሩ ዝተከተለ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ናብ ዕላምኦም ከይበጽሑ ምቁጻይ ኢለ ይገልጾ ። ስለምንታይ አንተ ኢልኩም መጀመሪየ ከንቃለስ ናብ ገድሊ ክንወርድ ከለና ዝተማሃርናያ ብዛዕባ ዲሞክራሲ ፣ ፍትሒ ፣ ማዕርነት ፣ ናጽነት ፣ ሓርነት ዝብሉ መትከላት ሒዝና ተቃሊስና በዚ ድማ አዚ ኩሉ ልዕል ኢላ ዝገለጽኩም ከርተት ንዓስርተታት ዓመታት ኢለ። ሕጂ አዚ ዕላማ ንምውቃዕ ጊና ቃልሲ ይካይድ ኣሎ ንዓይ ከም ዝርድኣኒ አቲ ኣብ ብረካታት ዝሓድር ዘሎ ተጋዳላይን ኣገልግሎትን ነዞም ዝጠቐስኩዎም መተከላት ንምውቃዕ ኢዩ። ገለ ካብቲ ብውድብ ሑቡራት ሃገራት ንኤርትራ ዝቀርብ ዘሎ ከስታት ንምንጽር፣- ብዛዕባ ኣብ ገድሊ ይኩን ድሕሪ ናጽነት ክብርታት ተጋዳላይ ሕሉው ኢዩ ነይሩ። ብፍላይ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ገድሊ አቲ ዝከበረ ኩቡር ኣብ ምከብባር ዝተሞርኮሰ ብጻይነት፣ፍቕሪ፣ሓልዮት፣ሕድሕዳዊ ዝምድና አዚ መለለይኡ ናይ ቃልሲ መንፈስ ዝሰረጾ አዩ ነይሩ። አዚ ዝውሃብ ዘሎ ብመርማረት ኮምሽን ውድብ ሑብራት ሃገራት ጠቐን ካበይ ከምዝመጸ ንኣብቲ ውዕሎ ዝነበናና ተጋደልቲ አንተ ዝሕተቱ ነቲ ታሪኮም ዝብልል ቃል ከፈጥሩ ፈጺሙ ዘይከውን አዩ ፣ መክንያቱ ጓል ኣንስተይቲ ኣይኮነንዶ ግዱድ ስጋዊ ርክብ ከትጥምተን ብዛዕባ ስሚዒትካ ከተርዊ ምሕታት ገበን ካብ ዕላማካ ምስሓት ስለዝነበረ ከምኡ ከትሓስብ ኣብ ኣአምሮካ ውን ዘይመጸልካ አዩ ነይሩ። ኣብ መንጎ ክልት ደኪ- ኣንስትዮ ደቂስካ ዝኮነ ስሚዒታዊ ሓሳብ ከም ዘይነበረ ብወገነይ ዝህቦ ናይ ትማሊ ጭብጢ አዩ። ኣብ ድሕሪ ናጽነት ኣነ ኣብ ሰራዊት ዝቐጸልኩ ሰብ አየ። ካብ 1ይ ዙርያ – 7 ይ ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ ሳዋ ብስራሕ ተማላሊሰ፣ መጀመሪያ ኣብ ሳዋ ዝነበረ ኣተሓሕዛ ጽኑዕ መትከል(ዕላማ) ንጹር ኮይኑ፣ ጓል አንስተይቲ በይና ዝራከብሉ ግዜ ኣብ ሰሚናራትን ኣስተምህሮ ዝወሃበሉ ግዜ ብፍቕሪ ወይ ከኣ ብትምህርቲ ኣብ ምርድዳአ ኢዩ ነይሩ።ድሕሪ ዓለምቶም ብግቡአ ዝውከል ፖሎቲካውን፣ወትሃደራውን ግብኦም ዝፍጽምሉ ኣሃድታቶም ይምደቡ በብደረጅኦም ከም ዓቕሙ ብዝ

Victory to the mass
no more lies enough is enough.
no lies more enough is enough.
un human right rapporteur its all lie ane kem kulu seb kab hagerey wexe ezi malet gin ane mis hagreyn hizbeyn mengsteyin eye eritrea kemti zibehal zelo zeykonets nkulu hizba bizey afalalay ab hade asmira ab limatin hinset hager zela hager eya kisab meas nezi hizbi kitbdiliwo
Eritrea to Eritrea
ane mensey zibehal zelo gega zeibahlina ageb eritrea hagerey kibirti tekebal gasha iu zeikone zeielo mizirab hageb ageb inte bahlina awaldina kuburat geganu haben hager ien wetru awetna ab botuu iu
UN stop the ill-conceived invalid way of collecting wrong data on eritrea.
ane neti ab lieli ertra ztegebre wutxsu hasot atriere ykunno mknyatu neti ertra zhalefeto mesrh kalsin tarikin nmdwann mdmsasn zaleme mkuanu yesmrelu
bmegemerta selam kethile ezi ab leli eritean hzban kgber zthenehen zhken zelon bmetkel ksab bhiwetey zelekun btri ykununo bzkone memzenitat dma haknet kone shbti ayrekebkulun slezi ab thti zkune kunetat baleli hagerey zkayed shrhn tenkoln nkefshl tedalye aleku wetru awet nhafash
selamtay bimkdam ab sirahkum fithi ziaselo asalito yimine qexile ab lieli hagern hizbin eritrea zitefebrecke ksi kone elka kuteba hagern selam hizbin nimzrag nimirmasn silezikone bi metkel yiqewemo
Ane ghergish zitebehalku mikmatey Israel zikonku abal 3y-zurya koyne agolguletey dihri mifxam eti bcomshin sebawi mesel ab lieli eritrea tekesisato zela mesel dekianistiyo:asgedad hagerawi agolgulot alo kalien zibl kisi weridu zelo ab eritrea adna fithi :haliyot:mithigigaz :bhafesha kulu sebawi mesel aberitrea ziriaya selam zimelia hager miqana wlikawi miskrey kihib diluw ye hasab bzirzir kigelix mistehatetiku yerkibelu slezibelku hasabey zeymikrabey ykireta endehatetiku dimxey yekirib
selamtay bimiqdam ab sirahkum fithi ziaselo nay sirah gzie kikonelkum yimne qexile ezi ab lieli hizbin hagern zifebrecke ksi kone elka hizbin hagern nimdhackn quteba hager mienawn koinu hizbi eritrea bi hayal meswaeti kefilu zeregagexo naxinetn mihnax hagern kone elka nimikulaf zigber zelo xeleme bi metkel eqawemo ab eritrea tefeximu zibehal geben kaa kulu hasot mukuanu miskirnetey endahabku anxar hizbin hagern eritrea zigiber teqene atbiqne yikawem wetru awet nihafash abraham hagos
UN unjastic on eritera scetion