Skip to main content

Call to petition to all Eritreans and Friends of Eritrea

1,782 Comments

N
Negesti Eyob
10 years ago

ብፍላይ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ገድሊ አቲ ዝከበረ ኩቡር ኣብ ምከብባር ዝተሞርኮሰ ብጻይነት፣ፍቕሪ፣ሓልዮት፣ሕድሕዳዊ ዝምድና አዚ መለለይኡ ናይ ቃልሲ መንፈስ ዝሰረጾ አዩ ነይሩ። አዚ ዝውሃብ ዘሎ ብመርማረት ኮምሽን ውድብ ሑብራት ሃገራት ጠቐን ካበይ ከምዝመጸ ንኣብቲ ውዕሎ ዝነበናና ተጋደልቲ አንተ ዝሕተቱ ነቲ ታሪኮም ዝብልል ቃል ከፈጥሩ ፈጺሙ ዘይከውን አዩ ፣ መክንያቱ ጓል ኣንስተይቲ ኣይኮነንዶ ግዱድ ስጋዊ ርክብ ከትጥምተን ብዛዕባ ስሚዒትካ ከተርዊ ምሕታት ገበን ካብ ዕላማካ ምስሓት ስለዝነበረ ከምኡ ከትሓስብ ኣብ ኣአምሮካ ውን ዘይመጸልካ አዩ ነይሩ። ኣብ መንጎ ክልት ደኪ- ኣንስትዮ ደቂስካ ዝኮነ ስሚዒታዊ ሓሳብ ከም ዘይነበረ ብወገነይ ዝህቦ ናይ ትማሊ ጭብጢ አዩ። ኣብ ድሕሪ ናጽነት ኣነ ኣብ ሰራዊት ዝቐጸልኩ ሰብ አየ። ካብ 1ይ ዙርያ – 7 ይ ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ ሳዋ ብስራሕ ተማላሊሰ፣ መጀመሪያ ኣብ ሳዋ ዝነበረ ኣተሓሕዛ ጽኑዕ መትከል(ዕላማ) ንጹር ኮይኑ፣ ጓል አንስተይቲ በይና ዝራከብሉ ግዜ ኣብ ሰሚናራትን ኣስተምህሮ ዝወሃበሉ ግዜ ብፍቕሪ ወይ ከኣ ብትምህርቲ ኣብ ምርድዳአ ኢዩ ነይሩ።ድሕሪ ዓለምቶም ብግቡአ ዝውከል ፖሎቲካውን፣ወትሃደራውን ግብኦም ዝፍጽምሉ ኣሃድታቶም ይምደቡ በብደረጅኦም ከም ዓቕሙ ብዝለዎ ሞያን ድማ ተመምዩ ይምደብ፣ ካብ 1 ይ ዙርያ ክሳብ 4 ይ ዙርያ ግቡአ 18 ወርሒ ምስ ፈጸሙ ዘበርክተዎ ካርድ ምስክር ብግቡአ ዝተወረቐ ተዋሂቦም ኣፋንየ። ኣብዚ ኣብ ግዜ ኣገልግለቶም ዝኮነ ዘጋጥሞም ጸገም ሽግር አንተሎ ብደረጃ አቲ ልሙድ ነቐፌታ ነብሰ ነቐፌታ ተራአዩ።ከከም ክብደቱ ብደረጃ ኣብቲ ዝካይድ ኣኼባታት ካብ መስርዕ ክሳብ ዘለና ቅርጺ ብርጌድ ክፍለ-ሰራዊት ይፍታሕን ይአለን ነበረ፣ እዚ ልሙድ ካብ ግዜ ቃልሲ ቅድሚ ናጽነት ዝነበረ አዩ። ጓል ከምድሌትካ ምዕማጽ ዝብሉ ሕቶታት ፈጺሙ ዘይከውን ብሕጊ ናይቲ ሚንስትሪ ምክልካል ዝተወገዱን ሕግታት ዝጥሓሰ ቅድሚ ናብ መሳርዕ ምአታውካ ዝንበብን ዝትግበረን ምንባሩ ይገልጽ። በዚ ሕቶ አዚ ዝፈጸሙ ብወገነይ ዝገልጾም ፈጺምካ ከምዘይነበረ ሓቂ ብምስናይ ርአይቶይ ይህብ። ብዛዕባ ሰብ ብዘይ ሕጊ ይአሰር ? ወዲ ሰብ ኣብ ግዕዙኡ ይዕበ ይናኣስ ጉድለት መናብርቱ አዩ፣ ሰብ ኣብ ስራሕ አንተሃሉዩ ውሕድ ጌጋ ክፍጽም ይክአል አዩ። ግን ነቲ ዝፈጸመ ጉድለት ንምአራም ንከይቕጽል መግትኢ ክትገብረሉ ብመሰረት ዝመጸ ሕጊ ነቲ ዝተጋገየ፣ ኣይአስርን ወይ ኣይቅጻዕን ክትበል ኣይካኣልን አዩ፣ ምክንያቱ አዚ አንተዘይተፈጺሙ ዝውሃብ መቕጻዕቲ መሃሪ ንሕብረተሰብ ዝጠቕም ሃናጺ ናብ ቅኑዕ መስርዕ ዝመርሕ ብመሰረት ዘሎካ ሕጊ ስጉምቲ ከውስድ ብወገነይ ቅኑዕ ይገብሮ። አዚ ዝቕርብ ዘሎ ክሲ ንመንግስቲ ኤርትራ ግን ካበይ ከም ዝመጸ መን ከምዝኣረዮ ደሚርካ ኣርቢሕካ ዝተማህዙ ምካኖም ይገልጾም።

W
Weldu Awalom
10 years ago

ብዛዕባ ሰብ ብዘይ ሕጊ ይአሰር ? ወዲ ሰብ ኣብ ግዕዙኡ ይዕበ ይናኣስ ጉድለት መናብርቱ አዩ፣ ሰብ ኣብ ስራሕ አንተሃሉዩ ውሕድ ጌጋ ክፍጽም ይክአል አዩ። ግን ነቲ ዝፈጸመ ጉድለት ንምአራም ንከይቕጽል መግትኢ ክትገብረሉ ብመሰረት ዝመጸ ሕጊ ነቲ ዝተጋገየ፣ ኣይአስርን ወይ ኣይቅጻዕን ክትበል ኣይካኣልን አዩ፣ ምክንያቱ አዚ አንተዘይተፈጺሙ ዝውሃብ መቕጻዕቲ መሃሪ ንሕብረተሰብ ዝጠቕም ሃናጺ ናብ ቅኑዕ መስርዕ ዝመርሕ ብመሰረት ዘሎካ ሕጊ ስጉምቲ ከውስድ ብወገነይ ቅኑዕ ይገብሮ። አዚ ዝቕርብ ዘሎ ክሲ ንመንግስቲ ኤርትራ ግን ካበይ ከም ዝመጸ መን ከምዝኣረዮ ደሚርካ ኣርቢሕካ ዝተማህዙ ምካኖም ይገልጾም። ሰብ ካብ ጎደና ኣሪካ ኣይትኣስሮን ኢካ ናብ ሕጊ ዘይቐርብ ሰብ የለን ብሕጊ ጉዳይ ተነቢቡ ዝግብኦ ፍርዲ ይውሃቦ አዚ ድማ ኣብ ምሉአ ዓለም ዝትግበር ሓቂ አዩ። ቤት- ማአሰርትታት፣- አዘን ዝብሃላ ዘለዋ ቤት ማአሰርትታት ብዘይ ሕጊ ብዘይ ፍርዲ ዝኣስራ አናተባህለ ዝተጋነነ ዘረባ ንሰምዕ ኣለና። ኣብ ክፍለሰራዊት መጸበይ ገበኑ ምስ ዝከብድ ናብ ግንባር ክሰግሩ ግድን አዩ አዞም ኣብዚ ዝትሓዙ ገበናቶም ዝደቐቐ ናይ ካብ ሓደ ምዓልቲ ክሳብ ሰለስተ ወርሓት ይትሓዙ ይኮኑ ጸብጻቦም ድማ ብግቡእ ተታሒዙ ናብ ዝልዓለ ሚኒስትሪ ሕጊ ይከይድ ግብእ ኣተሓሕዛ ዝግበረሎምን ብክብርታት ሃገሮም ንከሕቡኑ ትምህርታውን ፖሎቲካውን፣ማአቶታዊን ንውሱን ስዓታት ይወሃቡ ንቑሓት፣ ኣፍረይትን ጥራይ ዘይኮነስ ኣካላውን ኣአምራውን ብስለት ከምዝሓድሩ ጌርኽእ ብምህናጽ ንዝቕጽል ጉዕዞ ብተወፋይነትን ንቁሕ መንፈስን ክሳብ መስዋአቲ ምክፋል ድልውነቶም የረጋግጹ። ኣብዚ ዝግበር ጸቕጢ ወይ ካልእ ኣስገዳድ ፈጺሙ የለን። ዙርያ ኩለን ብምውርራስ ሃገር ኣብ ምውሓስን ሃገር ኣብ ምህናጽን ንወለዶ ታሪክ ምውርራስን ከም ናቱ ውህብቶ ይወስዶ። እምበር ብኣስገዳድ ዝብሃል የለን፣ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ቃልሲ ጀሚርካ ዝቐጸለ ወሉድ ሃገረራዊ-ኣገልግሎት ናይ ገንዘብ ዕሱብ ሰራዊት ስለዘይኮነ ግቡአ ዝፍጽም ክብሪ ዘለዎ ንመጻኢ ዝሓስብ ራህዋ ብሓባር ዝትንበ ብልሽውና ዝቋወም ጅግና ሃገራዊ ሰራዊት አዩ። ስለምንታይ ነዊሕ ይአሰሩ? ነዊሕ ማአሰርቲ ከምገበንካ ኢዩ፣ ብልሽውና ምስ ዝህሉ ክትአሰር ግድን ኢዩ። ዝአሰሩ ሰባት ንሕግን ፍትሑን ዝጠሓሰ ከም ገበኑ ክአሰር ግድን አዩ። ኣተሓሕዛ ሰራዊት ጊላነት ኢዩ ተባሂሉ ብዙሕ ግዜ ክዝረብ ሰሚዐ፣ ተጋዳላይ ንናጽነት ብዘይ ዝኮነ ዓስቢ ብጥራይ ከብዱ፣ ብዕሩቕ ዝባኑ፣ ብጥራይ ጫማ ንመሰሉ ከረጋግጽ ዝተባህሎ አናፈጸመ ናጽነት ኣረጋጊጹ። ምቐጸልትኡ`ከ አንታይ፣ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ጽግዕተኛ ከድሕን ምርጫኡ ተጸሚምካ ምስራሕ ጥራይ ኢዩ አቲ ወለዶ ካብቲ ኣብ ግዜ ቃልሲ ዝነበረ ክሳብ ሕጂ ዘሎ ንራህዋ ካብ ጽግዕተኛ ተጋላጊሉ ክነብር ምርጭኡ ስራሕ አዩ። ዝተረከበ መብጽዓ ሃብታማት ሃገራት ኣየቋመተን ፣ ሓንቲ ዘላቶ አዛ ሒዝዋ ዘሎ መንገዲ ጥራይ ኢያ። በዚኣ ኢዩ ክነብር ዘለዎ። ብጊላነት ንዝጥምትዎ ነዚ ኣካይዳ አዚ ግን ኣነ ብዝርዳኣኒ አንተ ብቑጠባ ዝማዕባላ ንካይንበጽሖ ምኩላፍ ይመስለኒ። ስላምንታይ ስደት? ስደት መጀመሪ ወዲ-ሰብ ክስደድ ከሎ ስለምንታይ ይስደድ፧ ታሪክ ስደት ኣብ ኤርትራ ወለዶ ወሲዱ ዘሎ ኮይኑ ፣ ካብ ወለዶታት መግዛአቲ ጣልያን፣ አንግሊዝ፣ ኢትዮጵያ ሕጂ ድሕሪ ናጽነት ክግልጹ ከለው ከከም ግዚኦም ሰባት ብሽግር፣ ብግፍዒ፣ ብቁጠባ ወዘተ ክጥቀሱ ይክኣሉ። አቲ ሕጂ ዘሎ ስደትከ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝክስሰሉከ ስለምንታይ ሃገራዊ ኣገልግሎት ንዊሕዎም፣ አወ ሃገራዊ ኣገልግሎት ነዊሕዎም

F
Fuzem HAILOM
10 years ago

I love eritrea

D
Debesay Tesfay
10 years ago

ንኮምሽን ሰብኣዊ መሰል መርማሪት ንጉዳይ ኤርትራ ዘሎኒ ተቋውሞ ዝከበርኩም ትከታተለቲ ብዛዕባ ንመጽናዕቲ ተቅርቡ ዘለኩም ኣባላት ብውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተመዘዝኩም እካላት መርመርቲ ሓሳብና ከትስምዑና አቲ ሓቂ ከንነግረኩም፣ ኣብ ዝሃለፈ ዓመታት ካብ 2009 ዓም ዝቀጸለ ብዛአባ ንህዝቢ ንኤርትራ ካብ መሰላቱ ዝገትአ መሰሉ ዝነጽግ ዝተፈላለየ ሓሳባት አንዳደርደርካ ከዝረብ ዝጸንሓ ጸለመታት ከካታተሎ ጸኒሐ።

A
Abraha Simon
10 years ago

Human Rights Rapport does not represent Eritrea's population in diaspora or inside Eritrea It would take hours to sit down and speak of the injustices we've suffered on the hands of the UN and super power governments

G
gebre
10 years ago

The COIE compromises the credebility of the UN it self,because there is no A SINGLE truth in thier report about eritrea....hands off eritrea...this is a chance for the UN to correct its past wrong deeds to the people of eritrea....

S
Seife Michael
10 years ago

Stop wrong way UN human rights data collection on ERITREA

L
luwam
10 years ago

If the most human , peaceful and harmonious countries like eritrea are demonized in the way the the COIE did from fabricated and charged evidences the i don't know what human rights is.....The COIs report is a joke or the devils fantasy for me as an Eritrean young female. The eritrean army is the most disciplined army of the world. And sexual abuse is unheard of, except for those women who want to build thier case for asylum. They dont have a choice except creating a story that the eruopian immigration authorities want to hear....And if you use that to conclude that there is a human rights abuse in that country, then that shows how inefficient your methods are to capture the truth....Apologies for the People and government of Eritrea for distorting the reality and demonizing thier otherwise excellent records.

H
habtom gebreigziabher
10 years ago

eritrea is free from any things

Z
Zewdi Tesfai
10 years ago

What you are saying about human rights in Eritrea doesn,t tell the truth,then basic needs of human beings ,food ,shelter health,education is available even not much,thanks to our governmet! !!!! man

E
estifanos
10 years ago

When i read the COIEs report i thought it was for some other dictatorial government because we dont have anything like that in our country called eritrea.....Collecting data from refugees who woulld be asking asylum is not professional simply because they have the tendency(100%) to present themselves as persecuted or whatsoever in order to be granted that asylum.....but Eritreans do not have any political problem except Economic one which is totaly normal for a developing country.....about the Human rights abuses, you are 100% flawed...no such thing in Eritrea. so i request you not only to reject the COIE report but also to remove the previous sanctions which are based on lies too, And formaly apologies for the people of eritrea

T
Tewelde Tesfai
10 years ago

Stop the ill- conveived UN Human Rights Rapporteur invalide way oft collection wrong data in Eritrea, way way is this like.

E
efriem
10 years ago

I am in the national service and i confirm to the COIE that whatever they had already wrote is a total total total fabrication....we do not deserve to be punished by creating lies...hands of the hard working eritrea...we dont have human rights issues...systematic or what so ever....

T
Tsegaye Arku
10 years ago

I am against COIE because the evidence from the enemy base on lie from Ethiopia

A
Anonymous
10 years ago

Ich bin frau eyob und in switzerland geblieben

H
Huma parween
10 years ago

This is time for freedom not colonisation. Eritrea is a free country and people should leave peacefully with pressure from UN. UN should be focused on providing peace and development not interrupting with fake accusations

T
Teklu Nascheh
10 years ago

Hands of Eritrea!

S
Samima Dorani
10 years ago

Eritrea should be given support to be peace not accusation. I know many Eritreans and they are peaceful and they love their country

A
Anonymous
10 years ago

I believe on the fact that first hand information about Eritrea should be collected from Eritreans living in Eritrea, because they are the people who have the right answer for all internal affairs. So I don't accept and it is not fair to provide a conclusive summary about Eritrea from our enemies or pessimists. Sanction doesn't bring any solution, just leave Eritrea for Eritreans. UN should do his mandate first for implementing the boundary issue and ban Ethiopia Act on Eritrea.

J
Jefferson Causapin
10 years ago

Eritrea is a peaceful country and Eritreans are one of the peaceful human being. I'm from Philippines a friend of an Eritrean. Im sure they should be living peacefully without anyone bothering them or attacking them in any ways.